ኦርቶዶክስ ኤርትረያ

ኣመንቲ ኦርቶዶክስ ኤርትረያ ናብታ ቕድስቲ ሃገር ዚወስድዎ ቐሊልን ዋጋ ዘለዎን መገዲ

የምንሰጣቸው አገልግሎቶች


BE THE FIRST TO GET LATEST OFFERS!

ንብሕታውን ንስድራ ቤትን ዚግበር ጕዕዞ(FIT)

ንእስራኤል ብብሕቲ ንስድራቤትካ ወይ ምስ እተፍቅሮ ሰብ ክትበጽሕ ትመርጽ እንተ ኣሊኻ ጕዕዞኹም ምስ ግዜኹምን ባጀትኩምን ዚሰማማዕ ክንገብሮ ኢና።

 

ብጕጅለ ዚግበር ጕዕዞ(Group Tours)

ምስ ጕጅለ ኻብ ዚግበር ጕዕዞ ኣትሒዝካ ኽሳዕ ፣ ንጕጅለ ኺበጽሕዎም እንተ ደልዮም ኣዘራርቡና ።

 

 

ናይ በዓል ዕረፍቲ ጕዕዞ (Holiday Tours)

በዓል ልደት በዓል ትንሳኤ ዕርገት ከምኡውን ካልኦት ፣ ብሕቶኻ ኣብታ ቕድስቲ ሃገር ዚግበር ናይ በዓል ዕረፍቲ ጕዕዞ ብዘይ ገለ ዕንቅፋት ብዋጋ ዘይሽነን ስሉጥን ኣገልግሎት ክንህበካ ኢና።

ጕዕዞ እስራኤል ከም ንወለዲ እተዋህበ ህያብ (Holy Land Gift)

ንወላዲኻ ወይ ንእትፈትዎ ሰብ ፡ እትህቦ ውህበት ካብ ቅድስቲ ምድሪ ጉዕዞ ፡ ንላዕሊ የልቦን ። ውህበትካ ነቲ ኻብ መጀመርታ ኽሳዕ መወዳእታ እትብህግዎ ሓጐስን በረኸትን ምእንቲ ኼምጽኣልኩም ነዚ ኽኢላ ኣገልግሎት እዚ ሕተቱና ።

መርዓን ዝኽሪ ዓመትን ምድላዋት (Wedding & Honeymoon)

ብዛዕባ መርዓኻ ሕጽኖትካ ዝኽሪ ዓመት መርዓኻ ከምኡውን ብዛዕባ ኻልእ ኣብታ ቅድስቲ ሃገር ዚፍጸም ፍጻመታት ትሓስብ እንተ ኣሊኻ ፡ እንኮ ምርጫኻ ግኸመና ።

 

 

ኣገልግሎት ቪ.ኣይ.ፒ.(VIP)

 

እቲ ቪ.ኣይ.ፒ. እንህቦ ኣገልግሎት ካብ መዓርፎ ነፈርቲ ኣትሒዝካ ኽሳዕ እቲ ብሉጽ ኰዀብ ዘለዎ ሆቴልን ብሉጽ መጓዓዝያ በጻሕቲ ምስ ግዜኻን ምሾትካን ኣጸቢቑ ይራኸብ እዩ ።

ናይ ኣየር በረራ ቲኬት (Flight Tickets)

ሓደ ኻብቲ እንህቦ ቐንዲ ኣገልግሎት ኣብ ግቡእ ዋጋ ናይ ኣየር ቲከት ምሃብ ኢዩ ። ብፍላይ ናብ እስራኤል ኣብ እትገብሮ ጕዕዞ ምርጫኻ እንተ ተጠቓሊሉ ጽቡቕ ውዕል ክትረክብ ኢኻ ።

መሕደሪ ሆቴልን ኣፓርታማን (Accomodation)

እዚ ኣገልግሎት እዚ ወጻኢታትካ ኣጸቢቑ ስለ ዚንኪ ከየማኸርካ ሆቴል ወይ ኣፓርታማ ኸይትዕድጉ ነመኽረኩም። ዝያዳ መሕደሪ እንተ ደሊኻ ኣማኽረና።

 

ኣገልግሎት ቪዛ (Visa Process)

ናብ እስራኤል እትኣትወሉ ቪዛ ዜድልየካ እንተ ዀይኑ ንጕዕዞ ዜድሊ ወጻኢታት ቅድሚ ምውጻእካ ምሳና ተራኸብ። ብዛዕባ እቲ ነቶም ብጕጅለ ወይ ብውልቂ ዚጐዓዙ ዓማዊልና እንህቦም ኣገልግሎት ቪዛ ሕተተና።

እቲ ዝመጽእ ኦርቶዶክስ ናብታ ቕድስቲ ሃገር ዚግበር ጕዕዞ

 

ናይ ኤርትረያ ኦርቶዶክስ 2016/2024 እተዳለወ መደብ ጕዕዞ

ፋስጋ ኣብ የሩሳሌም

 

     ኢየሩሳሌም/ ገሊላ

   13 መዓልትታት- 11 ለይቲ

በዓል ዕርገት ኣብታ ቕድስቲ ምድሪ

 

     ኢየሩሳሌም/ ገሊላ

   9 መዓልትታት - 7 ለይቲ

ኣብ ሓጋይ ወርሓት ኣብ እስራኤል ዕረፍቲ

 

     ኢየሩሳሌም/ ገሊላ / ቴል አቪቭ

   9 መዓልትታት - 7 ለይቲ

ኣብ እስራኤል ናይ ፍልሰታ ጾም ጕዕዞ

 

     ኢየሩሳሌም/ ገሊላ

   9 መዓልትታት - 7 ለይቲ

በዓል ልደት ኣብ ቤት-ልሄም

 

     ቤት-ልሄም / የሩሳሌም

   9 መዓልትታት - 7 ለይቲ

ናይ እስራኤል ገየሽቲ ኤርትራዊያን ዝሓረዩና ምኽንያታት!

 

ገለ ኻብቲ ፍልይ እንብለሉ ምኽንያታት

ዋጋና

 

ቀንዲ ቤት ጽሕፈትና ኣብ የሩሳሌም ስለ ዘሎ ማእከላይ ባይታ ወይ ውድብ ስለ ዘየለ ዋጋና ኻብቲ ኽትረኽብዎ እትኽእሉ ዝወሓደ እዩ ።

ተቐበልቲ ጋሻ ናባና

 

ንስኻን ወለድኻን ብህዝብን ቋንቋን ሃገርካ ስለ እትተሓዙ ኣኽብሮትን ሓልዮትን ኪግበረልኩም እዩ ።

ናይ ናና ቀሊልን ቀጥታን

 

ቀሊል ናይ ምዝገባ መስርሕ ኰነ ስዉር ወይ ዘይተጸበኻዮ ተወሳኺ ክፍሊት ስለ ዘይረኸብካ እቲ ኣብ እስራኤል ዝገበርካዮ ጕዕዞ ኻብቲ ዝሓሰብዎ ንላዕሊ ምሹእ እዩ።

ንመራሕቲ ቤተ-ክርስትያንን ንወኪላት መገሻን ንውልቀ-ሰባት ኣሰናዳእቲ ጕዕዞን

 

ኣብ እስራኤል ንበዓላትን በዓላትን ዚኸውን ዝዀነ ይኹን ኣገልግሎት ጕዕዞ (Partnership Program)

ናብ በዓላት ኦርቶዶክስ ዚግበር ጕዕዞ

 

     ቤተልሔም / ኢየሩሳሌም

   

ንበዓል ዝግበር ተወሳኺ ጕዕዞታት

 

     ኢየሩሳሌም 

   13 days - 12 nights

ናይ ብሕቲ ኣገልግሎት መገሻ (FIT)

 

     ኢየሩሳሌም

   8 days - 7 nights

ብሓባር ናይ ምዕያይ ኣጋጣሚ

 

ምስ ውድብና ኺዓዩ ዚደልዩ


ኣብቲ ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ኣገልግሎት ይሃልዉ ወይ ንእስራኤል ዮርዳኖስ ግሪኽ ግብጺ ከምኡውን ኣውሮጳ ዝገበርዎ ጕዕዞ ምድላዋት ይገብሩ ብዘየገድስ ነቲ ፎርም ብየማናይ ሸነኽ ብምምላእ ከምኡውን ንሓድሕዱ ዚወዳደር ዋጋን ብሉጽ ኣገልግሎትን ብምምይያጥ ኪለኣኹ እዮም።

 

  • ንወኪላት ጕዕዞ ዚወሃብ ኣገልግሎት(B2B)
  • መራሕቲ ኣብያተ-ክርስትያንን ሓለውትን
  • ኣተሓባበርቲ ጕዕዞ ጕጅለ

Partnering Request

ካብ ዓማዊል እተላእከልና ሓሳባትን ፎቶታትን

ፎቶግራፎች
አስተያየቶች
ፎቶግራፎች
አስተያየቶች

ዓማዊልና ብዛዕባ ኣገልግሎትና እንታይ ይብሉ ?

 

የደንበኞቻችን አስተያየት

 

ለእስራኤልና በመላው አለም ለሚያደርጉት ጉዞ ርጫዎ በመሆናችን እናመሰግናለን። የሚሰጡን አስተያየቶች ለስራችን እጅግ ጠቃሚ ናችው።

ፋሲል ደሳለኝ

ከኢትዮጵያ

 

ለሶስተኛ ጊዜ በድርጅታችሁ መጥቻለሁ የምትሰጡት እገልግሎት የሚደንቅ ነው። እግዚያብሔር ይባርካችሁ። እግዝያብሔር ቢፈቅድ የሚቀጥለው ዓመት ለመገናኘት ያብቅን። በህይወት እስካለሁ ድረስ ከዛች ቅድስት አገር አልቀርም

 

ወንድይፍራው ፍቅሩ

ከካናዳ 

 

የከፈልነው ሂሳብ የማይበቃችሁ እስኪመስለን ድረስ ነው ያስደሰታችሁን። የሚደንቅ እገልግሎት ነው የሰጣችሁን። መላው ቤተሰቦቼም እጅግ ተደስተዋል። እናመሰግናለን

 

 

ኤልያስ ለማ

ከአሜሪካ



እናቴን እንደዚህ እስደስታችሁ ስለላካችሁልኝ እጅግ ኣድርጌ አመሰግናለሁ። ስለነበራት ጊዜና ስለአደረጋችሁላት እንክብካቤ ተናግራ እትጠግብም። እግዚያብሄር እናንተን ስላስመረጠኝ ይመስግን። ስለድርጅታችሁ በሚገባ አስተዋውቃልሁ። 

ዘላለም ስመኝ

Los Angeles



በህይወቴ የማረሳው ጉዞ ነው። ቦታዎችን በደንብ ከማሳየታችሁም በላይ የፕሮግራም አወጣጣችሁ የሚደነቅ ነው። እንዲህ አይነት ፕሮፌሽናል አሰራር አጋጥሞኝ አያውቅም።  Thank you and I highly recomend you.

 

ሃይማኖት ይፍሩ

ዳላስ ግሩፕ



በመላው ግሩፓችን ስም እጅግ አድርጌ አመሰግናለሁ። እጅግ ነው ያኮራችሁኝ። ስለነበረን ጉዞ ሁላችንም እስካሁን ማውራት ኣላቆምንም። ስለሚቀጥለው አመት ጉዞ አውሮፕላን ውስጥ ነው መነጋገር የጀመርነው። ለተደረገልን ሁሉ ከልብ እናመሰግናለን።

 

ጥሩወርቅ በላይ

ከአሜሪካ



የወላጆቼ ምርቃት ዪድረሳችሁ። አጄት የሚደንቅ ድርጅት ነው። እኔና ወላጆቼ የነበረን ቆይታ በቃላት ከምገልጸው በላይ ነው። አክብሮታችሁና መስተንግዶአችሁ የሚገርም ነው። የቀላቀላችሁን ግሩፕ በጣም ደስ የሚል ነው። በጣም ተደስተናል እናመሰግናለን።

 

ፍቅርተ ፀጋዬ

ስዊድን

ሁላችንም በሰላም ገብተናል። ስለነበረን ጉብኝት መቼም እንዲህ ነው ብዬ መግለጽ እልችልም። ድንቅ ስራ ነው የምትሰሩት። ለመሆኑ የከፈልነው ክፍያ ያዋጣችሗል። ስለሁሉም እጅግ አርገን እናመሰግናለን።

 

 

ጸሐይ አለሙ

ከኢትዮጵያ

ከመጀመሪያዋ ቀን የስልክ ንግር ጀምሮ እስክንመለስ ድረስ ኤጀንታችሁ ያደረገልን አቀባበል በቃላት የሚገለጽ አይደለም። በጣም ጨዋና አክባሪ ናችሁ። ሁላችንም ከሚገባው በላይ ተደስተናል። ከከፈልነው በላይ የተጠቅምን ይመስለኛል። የሁሉም አስተያየት ይህ ነው። እናመሰግናለን።